ኣርማ ወይ መለለዪ ሌላ ሕብረተሰብ ኣብ ኦስተርጎትላንድ ኣራንሾኒ ዝምድሩ ብጻዕዳ ሕብሪ ዝተጻሕፈ ጽሑፍ
|    |  ቋንቋ  |  ምምልካት ስልጠና ወይ ትምህርቲ  |  ባዕልኻ ተመሃር  |  ብዛዕባና  |  መራኸቢ ኣድራሻና  | 
 
ምምልካት ስልጠና ሌላ ሕብረተሰብ
 
ስልጠና ሌላ ሕብረተሰብ ነቶም ካብ 18 ክሳብ 64 ዝዕድመኦም፣ እሞ ኣብዚ ቀረባ ግዜ መንበሪ ፍቓድ ዝረኸቡን ኣብ ናይ ኣርበትስፎርመድሊንገን ወይ ቤት ጽሕፈት መራኸቢ ስራሕ ዝምራሕ መደብ መትከሊ እግሪ ዘለዉ ወይ ውን ናይ ቀረባ ዘመድ ናይዞም ኣብዚ ውጥን ዝርከቡ ሓደስትን ኣብ ሓደ ምምሕዳር እንተ ነውሐ ካብ 3ተ ዓመት ዘይበዝሕ ዝተመዝገቡን ዝወሃብ ስልጠና ኢዩ። ስልጠና ብቋንቋ ኣደ ወይ ውን ብእትመልኮ ቋንቋ ኢዩ ዝወሃብ። ኣብዚ ስልጠናዚ ፍልጠት ብዛዕባ ዕዳጋ ስራሕን ሕብረተሰብ ሽወደንን ትረክብ።

ናይ ምዝታይን ምሕታትን ዕድል ይፈጥረልካ። ካብዚ ስልጠናዚ ከም ኣብነት ስራሕ ከመይ ጌርካ ትረክብ፣ ዝተፈላለዩ ሜላታት ኣተዓባብያ ቆልዑ፣ ግቡእ ኣገልግሎት ሕክምናን ክንክንን ከመይ ጌርካ ትረክብን ካልእን ትመሃር። ስልጠና 102 ሰዓታት ኮይኑ ኣወሃህብኡ ድማ ነናይ ሰለስተ ሰዓታት ስልጠና ቅድሚ ቀትሪ ወይ ድሕሪ ቀትሪ ይወሃብ።

እዚ ቅጥዒ ወይ ፎርም ብፊደላት ላቲን ኢዩ ክምላእ ዘለዎ
 
*መለለዪ ቁጽሪ(ፐርሾን ኑመር)
- (ÅÅÅÅMMDD - XXXX)
ዕቁብ መንነት
*ስም
*ስም ኣቦ
ወሃቢ ኣድራሻ:
*ኣድራሻ
ቁጽሪ ገዛ
*ቁጽሪ ሳጹን ጶስጣ
*ትቕመጥሉ ዓዲ
*ጾታ
ኣንስታይ  ||  ተባዕታይ  ||  ዘይፍለጥ፣
*ቁጽሪ ተለፎን
*ቀዳማይ ቋንቋ
ካልኣይ ቁንቋ
ሳልሳይ ቋንቋ
ራብዓይ ቋንቋ/NOBR>
*ናብ ሽወደን ዝመጻኻሉ፣ ዝመጻኽሉ
(ዕለት)
*ዝለዓለ ዝዛዘምካዮ ትምህርቲ ምረጽ
*ጠቕላላ ዝተመሃርካዮም ዓመታት ብድምር
*ናይ ኮምፒዩተር ብቕዓትካ ሓብር
*ስልጠና ክወስደሉ ዝደሊ ግዜ
ቅድሚ ቀትሪ  ||  ድሕሪ ቀትሪ
 
*እዚ ዝሃብክዎ ሓበሬታ ኣብ ናይ ሌላ ሕብረተሰብ ቅጥዒ መዝገብ ክምዝገብ ይሰማማዕ እየ።