ኣርማ ወይ መለለዪ ሌላ ሕብረተሰብ ኣብ ኦስተርጎትላንድ ኣራንሾኒ ዝምድሩ ብጻዕዳ ሕብሪ ዝተጻሕፈ ጽሑፍ
|    |  ቋንቋ  |  ምምልካት ስልጠና ወይ ትምህርቲ  |  ባዕልኻ ተመሃር  |  ብዛዕባና  |  መራኸቢ ኣድራሻና  | 


ካርታ ዞባ ኦስተርጎትላንድ ምስ ምምሕዳራዊ ዶባት
ኣብ ዞባ ኦስተርጎትላንድ ከምኡ ውን ትራኖስ እትነብር ጋሻ ዝወሃብ ትምህርቲ ብዛዕባ ሕብረተሰብ ሽወደን
 

ምምሕዳራትና

ሌላ ሕብረተሰብ ንሓደስቲ ብምትሕብባር ዞባ ኦስተርጎትላንድን ኣብ ዞባ ኦስተርጎትላንድን ትራኖስን ዘለዋ ምምሕዳራት ይካየድ

ዝቕሰም ትምህርቲ እንታይ ኢዩ?

ኣብ ስልጠና ሌላ ሕብረተሰብ ከመይ ጌርካ ምስ ሕብረተሰብ ሽወደን ትሕወስን ብኸመይ ብልጹግ ናብራ ኣብ ሽወደን ንነብርን ትመሃር። ብጀካዚ ዝያዳ ብዛዕባ ኦስተርጎትላንድን እትነብረሉ ምምሕዳርን ውን ዝያዳ ትመሃር፣

ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ሽወደን።

ዝተኣከቡ ኣገደስትን ጠቐምትን ሓበሬታታት ነቲ ኣብ ሽወደን ክነብር ዝደሊ