ኣርማ ወይ መለለዪ ሌላ ሕብረተሰብ ኣብ ኦስተርጎትላንድ ኣራንሾኒ ዝምድሩ ብጻዕዳ ሕብሪ ዝተጻሕፈ ጽሑፍ
|    |  ቋንቋ  |  ምምልካት ስልጠና ወይ ትምህርቲ  |  ባዕልኻ ተመሃር  |  ብዛዕባና  |  መራኸቢ ኣድራሻና  | 
 
በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትረኽቡና ትኽእሉ


ኢመይል,ፖስጣ,ኣራንሾኒ ሕብሪ ምልክት ዘለዎ ፖስጣ
ክትረኽቡና ምስ እትደልዩ መርሓባ ብምባል ብመንገዲ ኢመይል samhallsorientering@regionostergotland.se ናይ ኣካያዲ ስራሕ ክፍሊ ሌላ ሕብረተሰብ ኦስተርጎትላንድ ኢዩ።

መልእኽቲ ብኻልእ ቁቅንቋ እንተ ደኣ ሰዲድኩም ገለ ካብቶም ወሃብቲ ሌላ ሕብረተሰብ ኣብ ምምላስ ክሕግዙና ኢዮም። እቶም ብጀካ ሽወደን እንኽእሎም ቋንቋታት ኣምሓርኛ፣ ዳሪ፣ እንግሊዝ፣ ፋርሲ፣ ፈረንሳ፣ ኩርማንጂ፣ ፐርሲያ፣ ሶማሊያ፣ ሲርያ ከምኡ ውን ትግርኛ ኢዮም።

ወላ ውን ብቑጽሪ ተለፎን 010-1039318 እንተደዊልኩም ብቁንቋ ሽወደንን ኢንግሊዝን ክንምልስ ንኽእል ኢና።